#ጠይቅ/Ask
(1) የመቐለ ዩኒቨርሥቲ ፕሮፌሠር የሆኑት ገብረየሱስ (ዶር) በሚዲያ ውይይቶች “አክሱማውያን ተጋሩ ምኳኖም መረጋገጺ የለን፣ እቱ ናይ ኣኽሡም ሥልጣነ ናይ ግእዝ ማለት ብሔረ አግዓዚ እዩ” ቢሉም የሚሞገታቸው ሰው አልተገኘም።
(2) አቶ አብርሃ ደሥታ ” አክሡም ናይ ኣምሓራ ሥልጣነ እዩ ፣ ተጋሩ ኣይነበሩን” ሲል ሀሳቡ ገልጿል። አማራ ማለቱ ባሁኑ ክልል የሚገለፅ ሳይሆን የአጋእዚያን ነገስታት ማለቱ ነው።
(3) ጋዜጠኛ ቴድሮሥ ፀጋይ /ቴዲ ሪዮት ” አክሡም ሥልጣነ ናይ ትግራይ፣ ተጋሩ ዘይኾነሥ ናይ ግእዝ/ብሔረ አግዓዚ እዩ” ብሎ ሞግቷል።
(4) የአክሱሙ ደራሢ ጌታቸው ረዳ “ናይ ኣክሡም ሥልጣነ ዘፍረሡ እቶም ንጉሥ ኢዛና ካብ ሡዳን ማሪኹ ናብ አክሱም ዘምፅኦም ቤጃ ሡዳን/ሎሚ ትግረዋይነት ዛራምዱ እዮም” በሚል ተከራክሯል።
(5) አቶ ኪዳነ አፈወርቂ/አክሡማዊ እውን “ትግራይ ዝብል ብሔር ይኹን መንነት የለን” በሚል ተከራክሯል።
(6) ንጉሥ ነገሥት ኢትዮዽያ ሃፀይ ዮውሃንሥ 4ኛ ራሳቸውን “ብሔረ አግዓዚ” እንጂ “ብሔረ ትግራይ” የሚባል በፅሁፍም በፅሁፍ-ያልሆነም አልተውም።
(7) ቅዱሥ ያሬድ “ኾኾበ አግዓዚ” እንጂ “ትግራይ” ጋር ዝምድና ባለው ቃልም ቢሆን የተገለፀበት አጋጣሚ የለም።
8- ደቂቀ እሥጢፋኖሥ “ኾኾበ አግዓዚ” እንጂ ትግራይ ከሚል ጋር አንዳች ዝምድና ባለው ቃል የተገለፁበት አንድ ማስረጃ እንኳን የለም።
(9) ሠብአጋድሥ “ንጉሥ ባሕሪ ንጉሥ ዓለም” እንጂ ትግራይ ከሚል ስም ጋር አንዳች ዝምድና ያለው ማንነት የሚገልፅ አልተውም።
(10) 9ኙ ቕዱሣን “ምድረ ግእዝ” እንጂ ትግራይ ከሚል ስያሜ ጋር የተገናኘ አካባቢ የገለፁበት አጋጣሚ የለም።
ወዘተ ይቀጥላል …
✦ ከህወሓት በፊት ያሉ እሴቶች ሁሉ “የጠላት” ብለው የሚፈርጁበት ምክንያት፣ “ልደት ቓልሲ ትግራይ 1967” ብለው በህገመንግስት establish ያደረጉበት ምክንያት፣ ንጉስ ኢዛና “እኔ የኢትዮጵያ ንጉስ ነኝ” ያለላትን ኢትዮጵያ የሚጠሉበት ምክንያት … አሁን ግልጽ የሚሆንላችሁ ይመስለኛል።
መንእሠይና ሕተት
==========
መቐለ ዩኒቨርሥቲ ፕሮፌሠር ገብረየሱስ (ዶር) “ኣክሱማውያን ተጋሩ ምኳኖም መረጋገጺ የለን፣ እቱ ናይ ኣኽሡም ሥልጣነ ናይ ግእዝ ማለት ብሔረ ኣግዓዚ እዩ” ኢሉ ብሓሳብ ዝምጉቶ ኣይረኸበን።
ኣቶ ኣብርሃ ደሥታ እውን ” ኣኽሡም ናይ ኣምሓራ ሥልጣነ እዩ ፣ ተጋሩ ኣይነበሩን” ኽብል ሓሳቡ ኣቕሪቡ። ኣምሓሩ ዝብሎም ዘሎ ንቶም ነገሥታት ብሔረ ኣግዓዚ እምበር ንዙ ሕዚ ኣማራ ክልል ዝብሃል ዘሎ ጭላቖ ካርታ ኸም ዘይኾነ ንምርዳእ ዘፀግም ኣይኾነን ።
ጋዜጠኛ ቴድሮሥ ፀጋይ /ቴዲ ሪዮት እውን ” ኣክሡም ሥልጣነ ናይ ትግራይ፣ ተጋሩ ዘይኾነሥ ናይ ግእዝ/ብሔረ ኣግዓዚ እዩ” ኽብል ሞጒቱ እዩ።
ደራሢ ጌታቸው ረዳ/ኣኽሡማዊ እውን “ናይ ኣክሡም ሥልጣነ ዘፍረሡ እቶም ንጉሥ ኢዛና ካብ ሡዳን ማሪኹ ዘምፅኦም ቤጃ ሡዳን/ሎሚ ተጋሩ ደቂ ትግራይ እዮም” ይብል።
ኣቶ ኪዳነ ኣፈወርቂ/ኣክሡማዊ እውን “ትግራይ ዝብል ብሔር ይኹን መንነት የለን” ኽብል ብትብዓት ሞጒቱ እዩ።
ንጉሥ ነገሥት ኢትዮዽያ ሃፀይ ዮውሃንሥ 4ይ እውን ብሔረ ኣግዓዚ እምበር ብሔረ ትግራይ ዝብሃል ኣይፅሓፉን።
ቕዱሥ ያሬድ እውን ኾኾበ ኣግዓዚ እምበር ትግራይ ዝብል ኣይፅሓፈን።፡ ደቂቀ እሥጢፋኖሥ እውን ኾኾበ ኣግዓዚ እምበር ትግራይ ዝብሃል ኣይፅሓፉን እዮም።
ሠብአጋድሥ እውን ንጉሥ ባሕሪ ንጉሥ ዓለም እምበር ትግራይ ዝብል ብሔር ይኹን መንነት ኣይፅሓፉን።
እቶም 9 ቕዱሣን እውን ምድረ ግእዝ እምበር ትግራይ ዝብል ነገር ኣየቐመጡን።
ወዘተ ይቕፅል…..
ሕቶ ውብኣ : ተጋሩ ኣክሱማውያን እንተዝኾኑ እንታይ ድኣ እቲ ታሪኽ ስልጣነን ስብእናን ዘይደግሙዎ? ንዕኡ ተጻራሪ ኣካይዳ ዝኸዱ ዘለው ንምንታይ? ንምንታይ እዮም ኹሉ ተግባራቶም ፀረ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ኾይኑ ፣ኣኽሡም ባሕሪ ዘይብላ፣ እምነት ይኹን ባህሊ ዘይብላ ፣ ፀባብን ዕፅውትን ገይሮም ዘፅንቱዋን ዘፍርሡዋን ዘለው ? ንምንታይ ግእዝ ብላቲን ቐይሮሙዎ ? ንምንታይ ሃፀያት፣ ነገሥታትን ኢምፓየርን ኣክሡም ኣምሪሮም ይፀልኡ?
ንፊደል፣ ሥልጣነ፣ ዘመን ኣቆፃፅራ፣ ቕርሢ፣ ባህሊ፣ ባሕሪ፣ ርስትን ተረኽን ብሔረ ኣግዓዚ ልክዕ ኸም ባንዳ ህወሓት “ትግራይ” እናበሉ ዝፅውዑ ተዂላታት እንታይ ትብሉዎም? ብሔረ ኣግዓዚ ኣጥፍኢኻ ዝፍጠር ብሔረ ትግራይ እንተሎ ብሓባር ኣለና።
ውዳበ ብሔረ ኣግዓዚ (ውብኣ)