ትግራይ ናይ ደም ዝነብዕን ደም ዝጎስዕን ሢኦል መሬት!!
=================================
እዞም ኣብ ምስሊ እንሪኦም ዘለና ተምሃሮ ኣብ ዓጋመ ብሔረ ኣግዓዚ ከተማ ዕ/ሓሙስ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዘሎ ከይዲ ምምሃር ዘርኢ ኩነታት እዩ::
-ምምሕዳር እቲ ከተማ ይኹን ቦርድ እቲ ቤት ትምህርቲ ከመይ ኢሉ እዚ እናረአየ መፍትሒ ምስ ዝምልከቶ ኣካል ዘይገብር ንዕኡ ክንገድፎ.. ከመይሢ ካብ ዓድዋ ትግሬ ህወሓት እዮም።
ግን እዙ ሙሁር ይኹን ብዓል ሃፍቲ ዓጋመታይ ንምንታይ እዩ ኸምዙይ ገይሮም ንዝላገፁሉ ጉጅለ ዓድዋ ህወሓት ዝሃቡዎ ትግራይ ዝብል ድርዕቶ ተሸኪሙ ዝሕሽክርን ዝዋረድን ዘሎ ?
ትግራይ ዝብል ናይ ገበነኛታት መሕብእን መደለብን ንህዝቢ ዓጋመ እንታይ እዩ ኸርብሖ ? እዞም ዓጋመ ኣይትበሉ ምብራቕ ትግራይ በሉ ዝብሉና ዘለው ዓጀብቲ ዕባይ ቅልጥዎ /ፀረ ጭዋታት/ ጨርጨር ፃድቃን ዝተብሃለ መሣርሒ ቑማር ፖለቲካ ርስሓት ነጋ እንዳሠበነ ቤጃ ትግሬ ገረድ ሻዕብያ ፀረ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ቕሩብ ሕፍረት ዝብሃል ኣይብሎምን ድዮም ?
በቃ ትግራይ ትግራይ እናበሉ ንሠፈርትን ወረርትን ዓድዋ ትግሬ ህወሓት ከቐፅሉ ላሕ ዝብሉ ደቂ ዓጋመ መሕፈርቲ እዮም ናይብሓቂ ኣብ ኽንዳኦም ሓፊርና።
ዓጋመ ዓደይ ኣነሥያ ዃና ፣ ዓሕ!!
ትግራይ ዝብል ድርዕቶ ኽሕደት ኣልጊቦም ኣብ ዓድና ን ሃገርናን ክንጭፍጨፍ ዝገብሩ ዘለው ናይ 1960ታት ትውልዲ ብሓቂ ዝተረገሙ እዮም። ትግራይ ዝብሃል ብሔር ይኹን መንነት የለን ።


–
