ህልውና ትግራይ ማለት ህልውና ህወሓት ጉጅለ ዓድዋ ማለት እዩ ፣ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ማለት ድማ ህልውና ኣባላትን ካድረታትን ህወሓት ማለት እዩ። ሥለዙይ እቱ ኻልእ ቕኑዕ ህዝቢ መዝሓሊ ዓረር ን መሕብኢ በዓትን/ድፋዕን እዮም ዝጥቀምሉ ፣ ሥለዙይ ትግራይ ዝብል ኸም ዘይምልከቶ ብግቡእ ተረዲኡ ዓርሡ ምድሓን መማረፂ ዘይብሉ መማረፂ እዩ።
ብስሩ እውን እቱ ትግራዋይነት ዝብል ብሔር ይኹን መንነት ኣይኾነን። ናይ ቦታ ሽም እዩ ልክዕ ኸም ጅማ፣ ሽዋ፣ ወለጋ፣ባሌ፣ ጎንደር። እንተናይብሓቂ ግን እዚኦም Royal family ኣይኾኑን ። ብባርነትን ባንዳነትን፣ ዓርሠምትሓትን ዝሣቐዩ ፣ንጭዋ ህዝቢ ዝፀልኡ፣ ሃፀያትን ነገሥታትን ዝፀልኡ፣ ኣዝዮም ኣረማዋያን ን ድሑራትን ቐቢላታት ቤጃ ሡዳን ገረድ ሻዕብያ ፀረ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ እዮም።
ሻዕብያ ብደቂ ትግራይ ተጋሩ ዓድዋ ህወሓት ገይሩ ብሔረ ኣግዓዚ /ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ኣፍሪሡ ዓባይ ግብፂ ንምቕፃል ዝሠርሕ ፀረ ህዝቢ ሓበሻ ብሔረ ኣግዓዚ እዩ ንብል ብመፅናዕትን መርትዖን እዩ ። ብፍሉይ ድማ እዞም ገረዳት ሻዕብያ ትግራይን ተጋሩን ዓድዋ ፀላእቲ ህዝብን ምድርን ዓጋመ እዮም ንብል ብመፅናዕትን መርትዖን እዩ ። ገለገለ የዋሃት ንዙ ሠብ ዝመሥል ርኹሥ ሠይጣን ንኢትዮዽያ ኸይትፈርሥ እዩ ዝቃለሥ ኢሎም ንዓርሶም ይሽውዱ ትረኽቦም። ንስትራቴጂካዊ ረብሓ ግብፂ ምሥራሕ ማለት ንኢትዮዽያ ኸም ምሥራሕ ድዮም ዝወሥዱዎ ወይስ ኸመይ እዩ ? እምበር እዞም ገለገለ ኤርትራዊያን ዝሓሥብ ርእሢ ይህልዎም ዶ ?
ካብ ምእሣርን ምቕንፃልን ዘይተድሕኖምሥ ንምንታይ እዮም ትግራይ ትግራይ ዝብሉ እዞም ገለገለ ደቂ ዓጋመ ብሔረ ኣግኣዚ ? ብሓቂ ይገርመኒ እዩ ።
ንሕና ደቂ ነገሥታትን ሃፀያትን ብሔረ ኣግዓዚ /ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ብቕሉዕ ተዛሪብና ግን ዝሠምዕ ኣይነበረን። ትግራይ ዝብል ብሔር ይኹን መንነት የለን ፣ ቐቢላ ቤጃ ትግሬ ገረድ ሻዕብያ ፀረ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ደቂ ባንዳታት ዓድዋ ትግሬ ዝሕብእሉን ዝድልቡሉን እዩ፣ ዝምልከተኩም ኣይኾነን ሕደጉ ትግራይ ትግራይ ኣይትበሉ ናብ ንቡርን ምዕሩይን መፀውዒና ተመለሡ እንተበልና ወይከ ዘይሠምዕ ዓጋመታይ እንታይ ትገብሮ ?
ብዝኾነ ትግራይ ትግራይ እናበልካ ኣብዘይናትካ ዳሥ ምሽካር ጥራሕ ዘይኮነስ ኹሉ ብዘይሕጋዊ ውሳነ ጉጅለ ዓድዋ ትግሬ ትሕነግ ቤጃ ሡዳን ገረድ ሻዕብያ ፀረ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ዝተፈፀመ ገበናት ምፅናት ዘርኢ፣ ባህሊ፣ ታሪኽ፣ ንብረትን ቕርሥን ተሓታታይነት ይኹን ፍትሒ ን ምውሓሥ ብዝተወደበ መልክዕ ፀረ ፀላእትናን ሓረድትናን ተጋሩ ደቂ ዓድዋ ትግሬ ትሕነግ ቤጃ ሡዳን ገረድ ሻዕብያ ፀረ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ምቅላሥ እዩ ።
ኣብ መወዳእታ ሎሚ እውን ኸም ትማሊ ንዙ ሙሁር ዓጋመታይ ብሔረ ኣግኣዚ ሓውና Dejen M. Abrha ዝበፅሖ ዝኾነ ይኹን ነገር ተሓተቲ ደቂ ዓድዋ ትግሬ ህወሓት ምዃኖም ክሥመረሉ ይግባእ።
ጉጅለ ዓድዋ ትግሬ ትሕነግ ቤጃ ሡዳን ገረድ ሻዕብያ ፀረ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ኣበዘን ዝሓለፋ ዓመታት ህዝቢ ራያ ዓዘቦ ኦፍላ ብሔረ ኣግዓዚ/ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ብፖለታካዊ ጥምየት ፣ ብስደት፣ ብሕማም በለሥ፣ ብወረራ መሬት፣ ብምቕታል፣ ምጭዋይ ፣ ምእሣር፣ ምብዝባዝ ወዘተ እናገበሩ የፅንቱዎ እዮም ነይሮም። ብፍላይ በለሥ ብጥልያናዊ expert ገይሮም ኽበርስ ብምግባር ህዝብን እንሥሣን ራያ ዓዘቦ ኦፍላ ብሔረ ኣግዓዚ/ ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ኽፀንት ገይሮም። ናብ ቓላይ ሓሸንገ መርዚ ብምእታው ዓሣ ኸይራብሑ ገይሮም፣ ጎዳጉዲ ሣርት ቐቢሮም መሥኖ ልምዓት ኸይጥቀም ኸልኺሎም ወዘተ ….ዝከኣሎም ኹሉ ገይሮም ህዝቢ ራያ ዓዘቦ ኦፍላ ብሔረ ኣግዓዚ/ግእዛዊት ኢትዮዽያ ምሥ ቐይሕ ባሕራ ክፀንት ሠሪሖም።
ሕዚ ድማ ኣብ እዋን ምሕፋስ ዝረኣቲ ኣብ ራያን ወጀራትን ዝፍፀም ዘሎ ዘይምርግጋዕን መጥቃዕትን ብሓሽከር ጉጅለ ዓድዋ ትግሬ ትሕነግ ቤጃ ሡዳን ገረድ ሻዕብያ ን ጎይትኡ ሻዕብያን ኮነ ተባሂሉ ዝተሃንደሰ ፖሊሲ ጥፍኣት እዩ።
ዕላማ’ዚ ክልተኣዊ ፖሊሲ ጥፍኣት ጉጅለ ህወሓትን ሻዕብያን ፣ ምንጪ ሃለዋት ህዝቢ ራያን ወጀራትን ዝኾነ ኢኮኖሚ (ዝረኣቲ፣ እንስሳ ዘቤት፣ ጉልበት፣ ማይ ) ምብራስ እዩ ።
ማእቶት ህዝቢ ብምብራስ ሞራል ህዝቢ ራያን ወጀራትን ምስባርን ተቓዉሞ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ምምካንን እዩ ዕላመኦም።
ማእቶት ሕርሻ ብምብራስ እቲ ህዝቢ ንጥምየት ምስጣሕ ፣ ዓመት ቀለቡ ከይረክብ ጥራሕ ዘይኮነስ ንዓመታ ዝዘርኦ ዘርኢ’ዉን ክስእን ዝገብርን ድሕረ-ኲናት እግሪ ከይተክልን ዝገብር ፖሊሲ ጥፍኣት ነዲፎም’ዮም ዝንቀሳቐሱ ዘለው ። ጄኖሳይደራት !!


