ኹሉኻ ሓበሻ ብሔረ ኣግዓዚ (ግእዛዊ) ንዝተኣወጀልካ ቕሉዕ ወራር ንምሕምሻሽን ትንሳኤኻ ንምውሓስን ኹሉ ምድላዋት ግበር

ኹሉኻ ሓበሻ ብሔረ ኣግዓዚ (ግእዛዊ) ንዝተኣወጀልካ ቕሉዕ ወራር ንምሕምሻሽን ትንሳኤኻ ንምውሓስን ኹሉ ምድላዋት ግበር። ምስ ውብኣ ተናበብ። ተወደብ። ብኹሉ መልክዕ ተዓጠቕ።
May be an image of text
“ኣክሱም ሀውልትን የሰሩት ኦሮሞች ናቸው” ዝብል ቕሉዕ ወራርን ክሲን እናሰማዕና ከምዘይሰማዕና ሱቕ እንድሕር ንብል ብዙሕ የዋህ ሰብ ሓቂ ክመስሎ ስለዝኽእል ብመርትዖ ንመልሶ ይብል።
ታሪኽ ንፖለቲካዊ ዕላማ ክትጥውል ትኽእል፤ እንተኾነ ግን ኣርኪዮሎጂ፣ ጽሑፋት፣ ሳንቲምን ቀኖናዊ ታሪኻዊ ምንጭታትን ብዘይ ምስክር ክትቕይሮም ኣይትኽእልን።
“ኣክሱም ሀውልትን የሰሩት ኦሮሞች ናቸው” ዝብል ኣባባል ሓደ ቀሊል ሕቶ ይጠልብ፦
እቲ ቀጥታዊ መርትዖ ኣበይ ኣሎ?
1. ኣክሱም ብዘመናዊ ዘርኣዊ ምደባ ስርዓት ዓድዋ ህወሓት ማሌሊት ክትትርጉሞ ኣይትኽእልን።
UNESCO ኣክሱም ልቢ ጥንታዊ ኣክሱማዊ ብሔረ ኣግዓዚ መንግስቲ ከም ዝነበረት፣ እቶም ዝዓበዩ ስቴላታት /ሓወልቲታት ድማ ካብ 3ይን 4ይን ክፍለ-ዘመን ድ.ል.ክ. ከም ዝበጽሑ ይገልጽ። ኣብ ኣእማን፣ ውቕረ ቤተክርስትያናት ፣ብራናታት ፣ ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ድማ ግሪኽኛ፣ ሳባዊን ግዕዝን ዝሓውሱ ሰለስቲኦም ናይ ብሔረ ኣግዓዚ ልሳናት ንግድን ስርዓተ መንግስትን እዮም።
ስለዚ፣ ኣክሱማውያን ንምግላጽ ብዘመናዊ ዘርኢ-ፖለቲካዊ ምደባ “ኦሮሞ” ኢልካ ምስራዕ ብሓደ ቃል ዝፍታሕ ጉዳይ ኣይኮነን።
እቲ ሕቶ “እዚ ሰብ ሎሚ ኦሮሞ ድዩ?” ዘይኮነ፣ “እቲ ሓወልቲ ብመንግስቲ ኣክሱም ኣብ እዋኑ ተሰሪሑ ድዩ?” እዩ።
መርትዖ ናይቲ ካልኣይ ሕቶ ግን ብዙሕ እዩ።
2. እቲ ሓወልቲ ናይ ብሔረ ኣግዓዚ ኣክሱማዊ ስልጣነ ምዃኑ ቀጥታዊ ኣርኪዮሎጂያዊ መርትዖ ኣለዎ።
UNESCO እቶም ሞኖሊቲክ ስቴላታት /ሓወልቲታት ናይ ብሔረ ኣግዓዚ ኣክሱማዊ ስልጣነ ምርካብ ምዃኖም ይገልጽ። እቲ ዓብዪ ስቴላ/ሓወልቲ እውን ብኣክሱማውያን ብሔረ ኣግዓዚ ዝተሰርሐ ምልክት ናይቲ ስልጣነ እዩ።
እዚ ድማ ሓደ ኣገዳሲ ሕጊ ይምህረና፦
ኣርኪዮሎጂያዊ ባህሪ + ዕድመ + ጽሑፍ + ኣካባቢ = ማንነት ናይ ስልጣነ።
ካብዚ ብድሕሪት ዝመጸ ዘመናዊ ዘርኢ ንእቲ ጥንታዊ ሓወልቲ ብቀጥታ “ናተይ እዩ” ክብል እንተደልዩ፣ መርትዖ ክቕርቡ ኣለዎም።
3. “ኦሮሞ ኣብ ኢትዮጵያ ጥንታዊ ታሪኽ የብሉን” ምባል እውን ትኽክል ኣይኮነን ኣይበሃልን። ከመይሲ ኦሮሞ ዝብሃል ህዝቢ ኣብ ኢትዮጵያ ነይሩ ኣይፈልጥን። ብወራር ሓገዝ ቱርክን ወሃብያ ጀበርቲ ግራኝ ኣሕመድን ብድሕሪት ድማ ሓገዝ ፋፋ ቫቲካን ምስ ከንሻ ተሓንጊሩ ንቱ ጥንታዊ ግእዛዊ ተዋህዶ ኦርቶዳክስ ህዝቢ ዝወረረን ዝጨፍጨፈን ጋ*ላ ዝብሃል ባንቱ ግን ኣሎ።
ስለዙይ ኣብዚ ነጥቢ ሚዛን ክሕሎ ኣለዎ። ኦሮሞ ማለት እውን ምዕሩይን ንቡሩን ሽሙ ጋ*ላ ዝብሃል ባንቱ ህዝቢ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ጥራይ ብ16ይ ክፍለ-ዘመን ዝተራእየ ሓድሽ ህዝቢ እምበር ቕድሚኡ ከም ዝነበረ ዋላ ሓንቲ ታሪኻዊ ምርምር ውፅኢት ዘረድእ የለን እዩ። ዘመናዊ ምርምር ቅድሚ 16ይ ክፍለ-ዘመን እውን ኣብ ክርስትያናዊ መንግስቲ ዝነበሩ ኦሮሞ ዝብሃሉ ህዝቢ /ጉጅለታት ኣይነበሩን ጥራሕ ዘይኮነ ጋ*ላ ዝብል ንዓርሱ ዘይኣማኒ ፣ ዘላን፣ ገላዒ፣ ቐታሊ ኣረሜኔ ዝብል ትርጉም እዩ ዘለዎ። ሊቃውንቲ ሓበሻ ከም ብዓል ኣባባህረይ ዝፀሓፍዎ፣ ከም ፕ/ር መሓመድ ሓሰን ባዕሉ ዝሙስከሩዎ ከም ዓረብ ፋቂሕ ኣልፉቱሕ ሓበሻ (2003) መፅሓፍ ወዘተ ምውካስ ይከኣል።
እቲ ትኽክለኛ ነጥቢ ድማ እዚ እዩ፦
“ኦሮሞ ጥንታዊ ታሪኽ ኣለዎም” ፣ “ስለዚ ኣክሱማዊ ስቴላታት /ሓወልቲታት ኦሮሞ ሰሪሖምዎም።” ዝብል ቕሉዕ ወራር እዩ። ብስሩ እውን እዚ ሓደ ሎጂካዊ ስጉምቲ ዝጎድሎ ናይ ታሪኽ ቕሉዕ ወራር ጎስጓስ መደምደሚ እዩ።
4. ናይ 16ይ ክፍለ-ዘመን ምንቅስቓስ ን3ይን 4ይን ክፍለ-ዘመን ኣክሱም መርትዖ ኣይኮነን። ምርምር ታሪኽ ጋ*ላ ኦሮሞ ናይ ብዙሕ ዓመታት ምንቅስቓስ ከም ዝነበረ ብሕሶት ፕሮፓጋንዳ ገይሮም ቕሉዕ ወራር ዝእውጁ ዘለው ምዃኖም ርዱእ እዩ። ቕድሚ 16 ክ/ዘመን ዋላ ሓደ ዝተጠቐሰ ምርምር ወይ ምንቅስቓሳት ግን የለን። ካብ ፍርቂ 15ይ ክሳብ ፍርቂ 16ይ ክፍለ-ዘመን ከም ዝተኻየዱ ክገልፅ ዝፍትን ሓደ ኣሰፋ ጀላቶ ዝብሃል ከንሻ መናፍቓን ኣሎ ። ብግለይ ሕቶ ሓቲተዮ ግን ሃዲሙ ፣ ክምልስ ዋላ ሓንቲ ዓቕሚ ኣይብሉን።
ብስሩ እውን እዚ ናይ 16 ክ/ዘመን ወረራ ጋ*ላ ንቱ ኣክሱማዊ ስቴላታት /ሓዉልቲታት ብ3ይን 4ይን ክፍለ-ዘመን ዝተሰርሑ ምዃኖም ኣይቕይሮን።
ስለዚ፦ 16ይ ክፍለ-ዘመን → 3ይ/4ይ ክፍለ-ዘመን ክገልጽ ኣይክእልን።
5. ግዕዝ እውን ካብ ፖለቲካዊ መደምደሚ ክንፈልዮ ኣለና።
ኣብ ኣክሱም ብግዕዝ ዝተጻሕፉ ኦርጅናል ጽሑፋት ኣለዉ። UNESCO እቲ ብ4ይ ክፍለ-ዘመን ናይ ንጉስ ኢዛና ብሔረ ኣግዓዚ ጽሑፋት እንተላይ ግዕዝ ከም ዝሓውሱ ይገልጽ።
እዚ ማለት ግዕዝ ኣብ ኣክሱማዊ ስልጣነ ኣገዳሲ ጽሑፋዊ ርእሰ-ሓሳብ ከም ዝነበረ ብቀጥታዊ ጽሑፍ ንርኢ።
ስለዚ ግዕዝን ኣክሱምን ንምጥቃም እንተደሊና፣ ካብ ሓሳብ ዘርኢ ኣይኮነን እንተበጊስና፤ ካብ ኦርጅናል ጽሑፋትን ኣርኪዮሎጂን ኢና እንብገስ ዘለና ከም ብሔረ ኣግዓዚ።
May be an image of text that says 'ま すモを AKSUM THE THEGRADLE OF CIVILIZATION RED REDSEA SEA THE GATEWAY OF HERITAGE, TRADE SOVEREIGNTY AKSUM ADULIS AGAEZI AGAEZINATIONALUNION NATIONAL AGAEZI DEFENSE FORCES ADF AKSUM-ADULIS -ADULIS & THE RED SEA AKSUM- OUR HERITAGE, OUR FUTURE, OUR SOVEREIGNTY AGAEZI NATIONAL UNION (ANU) ውዳበ ብሕረ እግዓዚ (ውበእ)'
6. “ኣማርኛ 40% ኦሮምኛ እዩ” ዝብል ኣባሃህላ እውን ብቐጥታዊ ቋንቋዊ መርትዖ ይጠልብ። ኣማርኛን ኦሮምኛን ኣብ ሓደ ስነ-ቋንቋዊ ስድራ ዘለዉ ቋንቋታት ኣይኮኑን። እዚ ክርክር ብ“እዚ ቃል ናተይ ይመስል” ክፍታሕ ኣይከኣልን።
እንተተባሂሉ “40% ናይ ኣማርኛ ቃላት ኦሮምኛ እዮም”፣ ቀጺሉ እዚ ክሓተት ኣለዎ፦
* 40% ብኸመይ ተሰሪሑ?
* እቲ ኮርፐስ እንታይ እዩ?
* ቃላት ድዮም ወይ ስርዓተ-ቃላት?
* ናይ ቀደም ቃላትን ሓደሽቲ ቃላትን ተፈልዮምዶ?
* ብስነ-ቃል (etymology) እቶም ቃላት ብቀጥታ ካብ ኦሮምኛ ከም ዝመጹ ተረጋጊጹዶ? ብስሩ ኸ ኦሮምኛ ዝብሃል ናይ ፅሑፍ ልሳን ኣሎ ዶ ? ላቲን ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተወ ብ1983 ወያኔ ዝብሃል ከንሻ ፋፋ ጀበርተ እዩ ኣእትይዎ ግእዝ ንምጥፋእን ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ንምድኻምን። ስለዙይ እቱ ኦሮምኛ ዝብሃል ዘሎ ብፅሑፍ ዘይነበሮን ዘይብሉን ምዃኑ እናተፈለጠ ፣ ናይ ሰበኽሳግም፣ ዘላን ፣ ከተማ ዘይፈልጥ እንስሳዊ ናይ ቃል ዘረባ ምዃኑ እናተፈለጠ ከመይ ናብ ስልጣነ ክመጣጠር ይሕሰብ ?/
40% ዝብል ቁጽሪ እንተተጠቒሱ ድማ ፣ ምንጪ እውን ክጥቀስ ኣለዎ።
7. ጣይቱ እውን ናይ ፖለቲካዊ መለለዪ መሳርሒ ክትከውን ኣይግባእን
ጣይቱ ብጡል ናይ 19ይ ክፍለ-ዘመን ኢትዮጵያዊት መራሒት እያ። ናይ የጁ ርክባት፣ ቤተሰባዊ መበቆል፣ ኣማርኛ ቋንቋ፣ ኦርቶዶክሳዊ ትውፊትን ካልኦት ማሕበራዊ ርክባትን ብሓደ ቃል “እዚኣ 100% ናይ ሓደ ወገን እያ” ምባል ታሪኻዊ ድኽነት እዩ።
ግን እዚ እውን ኣክሱማዊ ስቴላ/_ሓወልቲ ክሳብ ትማሊ 16 ክ/ዘመን ኣብ ግእዛዊት ኢትዮጵያ ብዘይነበረ ጋ” ላ / ብኦሮሞ ከም ዝተሰርሐ ዝብል መርትዖ ኣይኮነን።
ጣይቱ ምስ ግዜ ኣክሱም ዘራኽብ ኣይብላን።
የጁ ምስ ኣክሱማዊ ስልጣነ ዘራኽብ ኣይብሉን
16ይ ክፍለ-ዘመን ምስ 3ይ/4ይ ክፍለ-ዘመን ዘራኽብ ኣይብሉን።
8. እቲ ቀንዲ ስሕተት: ካብ “ኣብ ኢትዮጵያ ነበሩ” ናብ “እዚ ስልጣነ ናትና እዩ” ምዝላል
እዚ እዩ ሎጂካዊ ጉድለት።
ኣብ ኢትዮጵያ ነበሩ → ኣብ ሓደ ከባቢ ነበሩ → ስለዚ ኣክሱም ሰሪሖምዋ ዝብል ሰንሰለት ኣይሰርሕን።
ንእዚ ክርክር ዘድሊ ነገር እዩ፦
ስም ናይ ሰራሕተኛታት + ዕድመ + ኦርጅናል ጽሑፍ + ኣርኪዮሎጂያዊ ማስረጃ + ታሪኻዊ ሰነድ።
እዚ እንተዘየለ፣ “ኦሮሞ ሰሪሖምዎ” ክብል ኣይከኣልን።
9. ግዕዝን ኣክሱምን ካብ ዘመናዊ ናይ ዘርኢ /ጎሳ ብሄራዊ ፖለቲካ ንላዕሊ እዮም።
ኣክሱም ሓደ ዘመናዊ ፖለቲካዊ ውድብ ናይ ዝኾነ ጎሳ ጋ*ላ ብሄር ንምስካር ዝተሰርሐት ኣይኮነትን። እቲ ሓወልቲ ብኣክሱማዊ ስልጣነ ዝተፈጠረ ኣርኪዮሎጂያዊ ሓድጊ ህዝብን ምድርን ግእዝ (ብሔረ ኣግዓዚ) እዩ። UNESCO እውን ኣክሱም ከም ልቢ ናይ ጥንታዊ ኣክሱማዊ መንግስቲ ትገልጻ።
ስለዚ ኣክሱምን ግዕዝን ንሓደ ዘመናዊ ናይ ጋ*ላ ሆሮሙማ ብሄር ንምዕብላል ካልኦት ህዝብታት ታሪኾም ንምስራቕ ክትጥቀመሎም ነውሪን ቕሉዕ ወራርን እዩ።
10. እቲ ዝግባእ መስፈርቲ ንኹሉ ሓደ እዩ
ንኣክሱማዊ ታሪኽ እንተኾነ፣ ንኦሮሞ ታሪኽ እንተኾነ፣ ንኣማራ ታሪኽ እንተኾነ፣ ንትግራይ ታሪኽ እንተኾነ፣ መስፈርቲ ሓደ ክኸውን ኣለዎ፦
መርትዖ → ትንተና → መደምደሚ።
እምበር:- መደምደሚ → ፖለቲካዊ ድሌት → ዝሰማማዕ ታሪኽ ምፍላጥ ኣይኮነን።
እዚ እዩ እቲ ቀንዲ ልዩነት።
ኦሮሞ ክቡር ታሪኽ ኣለዎም።
ኣማራ ክቡር ታሪኽ ኣለዎም።
ትግራይ/ትግርኛ ክቡር ታሪኽ ኣለዎ ሕድሕዶም ነኽብረሎም። ይኹን እምበር ኣክሱማዊ–ግዕዛዊ ርስቲ ድማ ብኣርኪዮሎጂን ጽሑፋትን ዝተመዝገበ ጥንታዊ ርስቲ ብሔረ ኣግዓዚ እዩ።
ስለዙይ ሓደ ህዝቢ ታሪኹ ንምኽባር ናይ ካልእ ህዝቢ ታሪኽ ክሰርቕ ኣየድልዮን።
መወዳእታ
“ኣክሱም ሰሪሖምዋ” እንተትብል፣ ስም ናይቶም ሰራሕተኛታት ኣምጽእ።
ዕድመ ናይቲ ሓወልቲ ኣምጽእ።
ኦርጅናል ጽሑፍ ኣምጽእ።
ኣርኪዮሎጂያዊ መርትዖ ኣምጽእ።
ታሪኻዊ ሰነድ ኣምጽእ።
No photo description available.
እንተዘየለ፣ እቲ ኣባሃህላ ታሪኻዊ መርትዖ ዘይኮነ፣ ፖለቲካዊ ጥርዓን ጥራይ እዩ። እዙ ፖለቲካዊ ጥርዓን ጋ*ላ ማላ ሆሮሙማ ድማ ንሕና ከም ውዳበ ብሔረ ኣግዓዚ (ውብኣ) ኣብ ውሽጥና ዝርከቡ ቐንዲ ፀላእቲ ህዝብን ምድርን ግእዝ ሓይልታት ከንሻን ወሃብያ ጀበርትን (ህወሓት ን ህግደፍን) ምስ ፀረግና ከመይ ከም ነንፍሰሉ ርዱእ ነገር እዩ።
ታሪኽ ንኹሉ ሓደ መስፈርቲ ይጠልብ።
ምስረታ ዘርኢ ኣይኮነን፤ ምንጪ እዩ።
ጥርዓን ኣይኮነን፤ መርትዖ እዩ።
ኣክሱም ኣክሱም እያ—ብፖለቲካዊ ኣባሃህላ ክትቕየር ዘይትኽእል ኣርኪዮሎጂያዊ ሓቂ። ቕድመ ኣክሱም እውን ኣብ ዓጋመ (ይሓ፣ ጉለማክዳ ፣ መዝብር፣ መነበይቲ፣ ኣዱሊስ፣ ውቕሮ፣ ሓውዜን) ወዘተ ዝርከቡ ብሳባን ብግእዝን ዝተፅሓፉ ቐዳማይ መርትዖታት ምቕራብ ከም ንኽእል ዝኾነ ሰብ ክርድኦ ይግባእ።
ኣብ ኢትዮጵያ እቱ ዘይቐሪ ኹናት ኣብ መንጎ ግእዝን ላቲንን እዩ። ንዙይ ፈሊጥና ኩሉ ምድላዋት ክንገብር ይዕድም።
May be an image of text that says 'ው ውብኣ ኣ ብ 文 A'
መን ከም ውብኣ
ዶ/ር ኣረጋዊ መብራህቱ (ካሌብ 2ይ)
ወዲ ቕድስቲ ምድሪ፣ ባሕርን ሰማይን ግእዝ (ብሔረ ኣግዓዚ)

Leave a Comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top